top of page

ሓበረታ

INFO

12 ሐምለ/July 2025  

ቤተክርሰትያን ኦሰካር ፍሬድሪክ 

Oscars Fredriks Kyrka 
ሰዓት  13:00

ዮተበሪ Göteborg 

ሓበረታ

ክትዓርፍሉ ትኽእልሉ ብርትዓዊ ዋጋ ከም 

Strawberry.se 

 

Booking.se ወይ ድማ AirBnb 

ብዝቀልጠፈ ቦታ ምሕዛእ ተመራጺ ይኸውን

ጽንብል ዝካየደሉ ቦታ

Grand Plaza Festvåning 

ሰዓት  17:00

ክዳን

ደቂ ተባዕትዮ፡ ጸሊም ኮሰትም (ባድላ) ወይ 

ባህላዊ ክዳን 

ደቂ አነሰትዩ፡ ባህላዊ ክዳን ወይ ነዊሕ ናይ ፌሰታ ክዳን

ህጻናት/ቆልዑ

አብ ቤተክርሰትያ ክመጹ ፍቚድ እዮ

አብ ናይ ምሸት ጽንብል ግን ንዓበይቲ ጥራይ  እዮ

ንዝያዳ ሓበረታ

ፍጹም   073-9190886

ጽገረዳ   073-9498720

ብስራት 070-7686654

ናሆም   079-0791422

​ተሳትፊኹም ንምርግጋጽ መልስኹም
ክሳብ 15 ጉንበት ብኣኽብሮት ንጽበ።

ብደሓን ምጹ

Kontakt

© EST 2019 Noah & Divora 

bottom of page